SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ โดย SBS

SBS

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

ฟังตอนสุดท้าย:

ንሎሚ ሰኑይ 15 መጋቢት 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣብ ጎንደር ኤርትራዊ ህጻን ተጨውዩ ተባሂሉ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኢትዮጵያውያን ንዓዶም ክምለሱ ጀሚሮም ሶማልያ እማመ ኬንያ ንጉዳይ ኣፍደገ ባሕሪ ነፂጋ ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ሰሙናዊ ዜናታት ስፖርትን ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና ። ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሃቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም፡ ኣርእስታት ዜና፥ ኢራን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዝገበርክዎ መጥቃዕቲ ዕዉት ነይሩ ትብል ፡ እስራኤል ድማ ሕነ ከምትፈዲ ኣጠንቂቓ ። ኣብ ከተማ ሲድኒ ብዘጋጠመ ዘስካሕክሕ ብካራ ተሃሪዶም ዝሞቱ ሰባት መንነቶም ክግለጽ ጀሚሩ ። እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን ሕነ ክትፈዲ እንተወሲና ኣመሪካ ከምዘይትሳተፎ ኣፍሊጣ ። ማራቶን ሮተርዳም ተኻይዱ ብዓወት ኢትዮጵያዊት ኣሸተ በከር ተዛዚሙ። ቢንያም ግርማይ ኣብ ዉድድር ብሽግለታ ጂሮ ዲ ኢታሊያ 2024 ክሳተፍ ምዃኑ ጋንታኡ ኣፍሊጣ። ኣብ ፕሪሜር ዓዲ እንግሊዝ ማቸስተር ሲስቲ ብገፊሕ ኣብ ዝተዓወተትሉ፡ ኣርሰናልን ሊቨርፑልን ትጽቢት ዘይተገብረሉ ስዕረት ኣጋጢምወን።

ตอนก่อนหน้า

  • 4991 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ሚያዝያ 2024) 
    Mon, 15 Apr 2024
  • 4990 - ቢንያም ግርማይ ኣብ ዉድድር ብሽግለታ ጂሮ ዲ ኢታሊያ 2024 ክሳተፍ ምዃኑ ጋንታኡ ኣፍሊጣ። 
    Mon, 15 Apr 2024
  • 4989 - ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ሚያዝያ 2024) 
    Mon, 15 Apr 2024
  • 4988 - ኣብ ጎንደር ሓደ ኤርትራዊ ህጻን ተጨውዩ ተባሂሉ። (ጸብጻባት) 
    Mon, 15 Apr 2024
  • 4987 - “ካብ ትሕቲ ዕድመ ወተሃደር ኣብ ኤርትራ ክሳብ ዳይረክተር ተክኒክ ኣብ ዓቢ ኮርፖሬሽን ኣመሪካ።” ዕላል ምስ ጸሓፊ ቶማስ ሶሎሞን 
    Fri, 12 Apr 2024
ตอนมากแค่ไหน

ไทยพอดคาสต์มากขึ้น -

พอดคาสต์ต่างประเทศมากขึ้น -

เลือกประเภท Podcast